መስከረም ኔት (መሽረፈት ኔት) ሎሚ ቅነ ከም ሓድሽ ስጋ ዝረኣየ ከልቢ ብጉዳይ ቦሎኛ ንህዝቢ ዑዕ ክሳብ ዝመጾ  Übersetzung - መስከረም ኔት (መሽረፈት ኔት) ሎሚ ቅነ ከም ሓድሽ ስጋ ዝረኣየ ከልቢ ብጉዳይ ቦሎኛ ንህዝቢ ዑዕ ክሳብ ዝመጾ  Deutsch wie soll ich sagen

መስከረም ኔት (መሽረፈት ኔት) ሎሚ ቅነ ከም ሓድሽ ስጋ

መስከረም ኔት (መሽረፈት ኔት) ሎሚ ቅነ ከም ሓድሽ ስጋ ዝረኣየ ከልቢ ብጉዳይ ቦሎኛ ንህዝቢ ዑዕ ክሳብ ዝመጾ ገጻታ በቲ ንስመርርር በቲ ንኢትዮጰያን ካልኦት ተቃወምቲ ውድባትን ዘናሹ ጽሑፋት መሊኣቶ'ላ። መስደመም መስከረም ኔት ንማሕበር "ኤርትራ ንኤርትራውያን" ከም ናይ EYSC፡ ንማሕበር "ኣንድነት" ከኣ ከም ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር እንዳመሰለት ንኣዳም ገረሞ መናውራት ትነፍሕ ኣላ። ኤርትራዊ ፍታሕ ንኤርትራዊ ሽግራት ዝብል ቴማ ከም መስፈርቲ ዘይብሉ ይበል ዘበለ መፈክር ብምውሳድ "እዚ'ዩ እቲ ሓቂ፡ ዓዋተ ዳግም ኣብ ቦሎኛ ክውለድ እዩ!!" እናበለት ከተዳምቅ መዓልቲ ሓጺርዋ'ሎ። ከም ሓቂ ዋዕላ ደብረ ዘይቲ ኣብ ናይ ገዛእትና ነበር ከተማ እዩ ተኻይዱ። እዚ ሕጂ ከም ናይ ኤርትርውያን ጥራሕ ዝግለጽ ዘሎ ምትእኸኻብ ኣብ ኤርትራ ዘይኮነ ካብኡ ብዘይፍለ ኣብ ናይ ገዛእትና ነበር ከተማ ቦሎኛ እዩ ዘካየድ ዘሎ። ካብቲ ኣዝዩ ዝገርመኒ እዚ ዋዕላዚመዓልቲ ተወሲኑሉ ንህዝቢ ምስ ተሓበረ ንመጀመርያ ጊዜ እንተኺኢለ ብኣካል ተዘይኮነ ብገንዘብ ክሕግዝ ዝሓተተኒ ሰብ
ኤርትራዊ ዘይኮነ ሓደ ስዊዛዊ እዩ ኔሩ። ኤርትራዊ ፍታሕ ንኤርትራዊ ሽግራት እምበኣር ዝግበረሉ ቦታ ኣብዘይኤርትራዊ መሬትዓደምትና ዘይኤርትራውያን ብምንባሮም ፎኪሽ ዋዕላ ይገብሮ። እንተ
0/5000
Von: -
Zu: -
Ergebnisse (Deutsch) 2:[Kopieren]
Kopiert!
መስከረም ኔት (መሽረፈት ኔት) ሎሚ ቅነ ከም ሓድሽ ስጋ ዝረኣየ ከልቢ ብጉዳይ ቦሎኛ ንህዝቢ ዑዕ ክሳብ ዝመጾ ገጻታ በቲ ንስመርርር በቲ ንኢትዮጰያን ካልኦት ተቃወምቲ ውድባትን ዘናሹ ጽሑፋት መሊኣቶ'ላ። መስደመም መስከረም ኔት ንማሕበር "SEITE ንኤርትራውያን" ከም ናይ EYSC፡ ንማሕበር "ኣንድነት" ከኣ ከም ስምረት መንእሰያት SEITE ንድሕነት ሃገር ንኣዳም ገረሞ መናውራት ትነፍሕ ኣላ። ኤርትራዊ ፍታሕ ንኤርትራዊ ሽግራት ዝብል ቴማ ከም መስፈርቲ ዘይብሉ ይበል ዘበለ መፈክር ብምውሳድ "እዚ'ዩ እቲ ሓቂ፡ ዓዋተ ዳግም ኣብ ቦሎኛ ክውለድ እዩ!!"እናበለት ከተዳምቅ መዓልቲ ሓጺርዋ'ሎ። ከም ሓቂ ዋዕላ ደብረ ዘይቲ ኣብ ናይ ገዛእትና ነበር ከተማ እዩ ተኻይዱ። እዚ ሕጂ ከም ናይ ኤርትርውያን ጥራሕ ዝግለጽ ዘሎ ምትእኸኻብ ኣብ SEITE ዘይኮነ ካብኡ ብዘይፍለ ኣብ ናይ ገዛእትና ነበር ከተማ ቦሎኛ እዩ ዘካየድ ዘሎ። ካብቲ ኣዝዩ ዝገርመኒ እዚ ዋዕላዚመዓልቲ ተወሲኑሉ ንህዝቢ ምስ ተሓበረ ንመጀመርያ እንተኺኢለ ብኣካል ተዘይኮነ ብገንዘብ ክሕግዝ ዝሓተተኒ ሰብ
ኤርትራዊ ዘይኮነ ሓደ ስዊዛዊ እዩ ኔሩ። ኤርትራዊ ፍታሕ ንኤርትራዊ ሽግራት እምበኣር ዝግበረሉ ቦታ ኣብዘይኤርትራዊ መሬትዓደምትና ዘይኤርትራውያን ብምንባሮም ፎኪሽ ዋዕላ ይገብሮ። እንተ
Übersetzt wird, bitte warten..
 
Andere Sprachen
Die Übersetzung Tool-Unterstützung: Afrikaans, Albanisch, Amharisch, Arabisch, Armenisch, Aserbaidschanisch, Baskisch, Bengalisch, Birmanisch, Bosnisch, Bulgarisch, Cebuano, Chichewa, Chinesisch, Chinesisch Traditionell, Deutsch, Dänisch, Englisch, Esperanto, Estnisch, Filipino, Finnisch, Französisch, Friesisch, Galizisch, Georgisch, Griechisch, Gujarati, Haitianisch, Hausa, Hawaiisch, Hebräisch, Hindi, Hmong, Igbo, Indonesisch, Irisch, Isländisch, Italienisch, Japanisch, Javanisch, Jiddisch, Kannada, Kasachisch, Katalanisch, Khmer, Kinyarwanda, Kirgisisch, Klingonisch, Koreanisch, Korsisch, Kroatisch, Kurdisch (Kurmandschi), Lao, Lateinisch, Lettisch, Litauisch, Luxemburgisch, Malagasy, Malayalam, Malaysisch, Maltesisch, Maori, Marathi, Mazedonisch, Mongolisch, Nepalesisch, Niederländisch, Norwegisch, Odia (Oriya), Paschtu, Persisch, Polnisch, Portugiesisch, Punjabi, Rumänisch, Russisch, Samoanisch, Schottisch-Gälisch, Schwedisch, Serbisch, Sesotho, Shona, Sindhi, Singhalesisch, Slowakisch, Slowenisch, Somali, Spanisch, Sprache erkennen, Suaheli, Sundanesisch, Tadschikisch, Tamil, Tatarisch, Telugu, Thailändisch, Tschechisch, Turkmenisch, Türkisch, Uigurisch, Ukrainisch, Ungarisch, Urdu, Usbekisch, Vietnamesisch, Walisisch, Weißrussisch, Xhosa, Yoruba, Zulu, Sprachübersetzung.

Copyright ©2025 I Love Translation. All reserved.

E-mail: